ምዝገባ

ስራሕ ትደሊ ኣለካ፧ ኣብ በይዝ ቱ ዎርክ (Base to Work) ከም ደላይ ስራሕ ክትምዝገብ ትኽእል ኢካ። ትካልና ንዓካ ዝሰማማዕ ወሃቢ ስራሕ ንምርካብ ዘሎና መርበባት ንጥቀም።

Ons netwerk aan bedrijven

ርክብና ምስ ኩባንያታት

ትካልና ብይዝ ቱ ዎርክ ምስ ካብ ዝተፈላለዩ ኩባንያታት ዝተዋጹኡ ድርጅታት ሰፊሕ መርበብ ርክባት ኣሎዎ። እዚ ድማ ብቅልጣፈ ክንሰርሕ ይሕግዘና ብተወሳኪ ድማ ብዙሕ ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ ኣለና። አብ ውሽጢ በይዝ ቱ ዎርክ ዘለዉ ክኢላታት አብ ምደባ ስራሕ ሰፊሕ ፍልጠት ኣለዎም። ብዛዕብዓካ እንታይ ክንገብር ከምንክእል እንተንዘራረብ ደስ ምበለና። ድሕሪ ዝርርብ ሓያል ጎድንካን ድኩም ጎንካ ፈሊጥና አየናይ ዓይነት ስራሕ ምሳካ ይከይድ አማራፂታት ነቅርብ።

Aan de slag

ስራሕ

ስርሕ ብመንገዲ በይዝ ቶ ዎርክ (Base to Work)

ምዝገባ ኣብ በይዝ ቶ ዎርክ ናጻን ብዙሕ ጥቅምታት አሎዎ።

ምቅባልን ናይ ሞያ ቃል ምሕተትን

ምስ ተመዝገብኩም፤ ካብ ናይ ትካልና በዓል ሞያ ንቃለ መሕተት ጻዊዒት ይቀርበልኩም። እዞም ካኢላታት ናይ ትካልና ናይ ብዙሕ ባህልን ልምድን ብዙሕ ቃንቃን አፍልጦ ኣለዎም ብተወሳኪ ድማ ሰፊሕ መርበብ ኣለዎም።

ናይ ስልጠና ዕድላት

ስራሕ አብ ዘረከብናልኩም ግዜ ዝተፈላለዩ ዝተፈላለየ ናይ ስልጠና ኣማራጺታት ኣለና። ንአብነት 50 ሰዓታት ናይ ቃንቃ ትምህርቲ ብተወሳኪ ድማ ን6 ወርሒ ናይ ስራሕ ስልጠና ክትረክቡ ትክእሉ።

ናይ መመልከቲ ስራሕ ስልጠና

ወሃቢ ስራሕ መመልከቲ ስራሕ ክትጽሕፉ ኣብ ዝሓተሉ እዋን ስልጠና ሂብና ንዝርርብ ድልዋት ንገብረኩምን ኣድላይ ምዝከውን ድማ ምሳኩም ንከይድ።

Coaches

Het succes achter Base to Work

Paul Masseus
Arabisch

"Ik wil mijn passie voor de Arabische taal- en cultuur inzetten in mijn werk als jobcoach en een bijdrage leveren aan een stukje (werk) geluk van statushouders."

Tewelde Yared Fetere
Tigrinya

''Ik vind het belangrijk om mensen te ondersteunen met hun participatie zodat ze op deze manier betrokken raken in de samenleving.''

ምዝገባ ከም ደላይ ስራሕ

Meer diensten

Share this page

Vul hieronder jouw gegevens in en het e-mailadres van de persoon waarmee je deze pagina wilt delen.